|
Written by Dannay
|
|
Sunday, 25 November 2007 |
A Poem dedicated to the ongoing Hizbawi Meketes. We Eritreans are ready for any eventuality, for any challenges good or bad! |
|
Last Updated ( Tuesday, 27 November 2007 )
|
|
Read more...
|
|
Written by Administrator
|
|
Sunday, 18 November 2007 |
A Poem in Tigrigna that reflects the current provocative, destructive actions of Woyane. |
|
Last Updated ( Tuesday, 20 November 2007 )
|
|
Read more...
|
|
Written by Administrator
|
|
Saturday, 17 November 2007 |
ጥቅምቲ 31 2007 ሓደ ጭፍራ ዕሱባት ወያነ ኣብ ዋሺንግተን ዲ.ሲ. ብስም “ሰላማዊ ሰልፊ” ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ጫው ጫው ክብሉ ክትሪኦም መልኣከ ሞት ዝሰረሮም ኣጋንንቲ ይመስሉ ኔሮም:: እዚ ካብ ምሉእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ተኣካኺበ ዝበለ ጭፍራ ብቑጽሪ ሓደ ሚእቲ ዘይበጽሕ ኮይኑ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ዓይነት ጉጅለታት ዘጠቓለለ ኔሩ:: |
|
Last Updated ( Tuesday, 20 November 2007 )
|
|
Read more...
|
|
Tigrigna: Minister Gudayat Wetsa i Ertra nErtrawyan ab New York kebabian Seminar akaydu |
|
|
|
|
Written by Administrator
|
|
Friday, 05 October 2007 |
|
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንኤርትራውያን ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካይዱ ትማሊ ሰንበት 30 መስከረም፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያምን ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታን ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ንዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ሰፊሕ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ናይ ትማሊ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ምትዕንቓፍ መስርሕ ሰላም ወያነ ብደገፍ መንግስቲ ኣመሪካ፣ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ መስርሕ ህንጸት ሃገራዊ ቁጠባን ምምዕባል ዓቕሚ ሰብን ትካላዊ ኣሰራርሓን፣ ተራ ህዝቢ ኣብ ምምካት ተጻብኦታትን ምድልዳል ሃገራዊ ሓድነትን ኣመልኪቱ ሰፊሕ መግሊጺ ኣቕሪቡ። |
|
Last Updated ( Friday, 05 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Written by Medhanie Tesfalem
|
|
Friday, 05 October 2007 |
|
ምስጢር ዓወትና? ሓደ ሰውራዊ ውድብ ወይ ግምባር ፡ ዕላምኡ ክወቅዕን ኣብ ናይ መወዳእታ ሾትኡ ክበጽሕን ሰረ-ተሓሳቡን መርሓኡን ብግቡእ ከንጸባርቕ ይግባእ ፡ መትከላዊ ዕላማታቱ ንጹርን መርሒነቱ ቅኑዕን ምስዝኸውን ድማእዩ ምዕቡል ጉዕዞ ዝኸይድን ዓወታት ዝሓፍስን ፡ ምግላጽን ምንጽብራቕን መትከላዊ ዕላማ ክኣ እዩ ፡ ነቲ ቃልሲ ብዝሰፍሐን ዝዓሞቐን መንገዲ ተሳታፍነት ሓፋሽን ዘዕብዮ ፡ |
|
Last Updated ( Friday, 05 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Tigrigna: NowRam ataHasasba Bereket Habteselasie |
|
|
|
|
Written by Nathnael Ezra
|
|
Thursday, 04 October 2007 |
|
ነውራም ኣተሓሳስባ በረኸት ሃብተስላሰ ንበረኸት ሃብተስላሰ ኣመልኪታ ሶፍያ ተስፋማርያም ዝጸሓፈቶ ልቢ ዘረስርስ ጸሑፍ ምስ ኣንበብኩ ኣብ’ዛ ዓለም ተሰዊርካን ተሓቢእካን ወይ ከኣ ከም ነፋሒቶ ሕብርኻ እናቐያርካ ኣብ ልዕሊ ህዝብኻን ሃገርካን ኣነዋሪ በደላት ፈጺምካ ካብ ዓይኒ ሓፋሽ ክትሕባእ ከምዘይከኣል ዝነበረኒ መረዳእታ መሊሱ ደልዲሉ:: |
|
Last Updated ( Friday, 05 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 Next > End >>
|
| Results 1 - 11 of 12 |