Lost Password? Register
  • Narrow screen resolution
  • Wide screen resolution
  • Auto width resolution
  • Increase font size
  • Decrease font size
  • Default font size
  • default color
  • red color
  • green color

Biddho.com Eritrea - Rising To The Challenges!    

Sunday
Oct 12th
Home arrow Tigrigna arrow Tigrigna: Hager
Tigrigna: Hager Print E-mail
Written by Medhanie Tesfalem   
Saturday, 22 September 2007

ቁንጣሮ ካብቲ ብረኩት ፡ ጥቕሲ ናይ ሓርበኛ ኣቦና ኣቶ ወልድኣብ ውልደማርያም ፡

ሰሙናዊ ጋዜጣ ቁ.75 … ዕለት 31/01/1944

ሰብ ናይ’ታ እተወልደላ ቤት ጥራይ ኣይኮነን ፡ ሰብ ናይ’ታ ስም ዝሃበቶ ስድራቤት ጥራይ’ውን ኣይኮነን ፡ ንሱ ካብ’ታ ክውለድ እንከሎ ዝርኣየቶ ቤት ኣዝያ እትዓቢ ካልእ ቤት ኣላቶ ፡ ንሳ ድማ ሃገሩ እያ ፡ ንሱ ካብቶም ብኽንደይ ክንክንን ፍቕርን ዘዕበይዎ ወለዱን ኣሕዋቱን ፡ ኣዝዮም ዝበዝሑን ዝተፈቐሩን ፡ ካልኦት ወለድን ኣሕዋትን ክኣ ኣሎዉዎ ፡ ንሳቶም ድማ ደቂ ሃገሩ እዮም ፡

እቲ ናይሓቂ ሰብ ቅድሚኩሉ ነቲ ፈጣሪኡ መድሓኒኡን  ማለት ንኣምላኽ ከፍቅር ይግብኦ ፡

ቀጺሉ ንስድራቤቱ ከፍቅር ፡ ቀጺሉ ድማ ንሃገሩ ክፍቅር ይግብኦ ፡ እቲ በዚ መንገዲ’ዚ ተር ኢሉ ዘይኸይድ ስብ ፡ ሃገረይ የፍቅር’የ ዝብል ናይ ብሓቂ ግጉይ እዩ ፡ መኽንያቱ በቲ ሓቀኛ መንገዲ ስለዘይመጸ ፡ ( ሓደ  ንወለዱን ንኣሕዋቱን ዘየፍቅር ስብ ፡ ከመይ ኢሉ ንሃገረይ የፍቅር እየ ዝብል ? )  ፍራሃተ ኣምላኽ ዘይብሉ ሰብከ ፡ ከመይ ኢሉ ፍቕሪ ህዝቡን ሃገሩን ፡ ክብረት መንግስቱን ክህልዎ ?

ፍቕሪ ተፈጥሮ እዩ ፡ ግናኸ ፍቕሪ ትምህርቲ እውን እዩ ፡ ስለምንታይ ዑፍ ከይተረፈት ቤታ ተፍቅር ? ወኻርያ ከይተረፈትውን ጉድጓዳ ተፍቅር ? ፍቕሪ ናይብሓቂ ትምህርቲ እዩ ፡ መኽንያቱ በዚ ኣብላዕሊ ከምኣብነት ተጠቒሱ ዘሎ መንገዲ ስለዝኸይድ ፡ በዚ መሳልል ገይሩ ክኣ እናደየበ ፡ ኣብ ፍቕሪ ሃገሩ ይበጽሕ ፡ በዚ ሓቀኛ ፍቕሪ ተኾስኪሱ ዝዓበ ሰብ ፡ ምእንቲ እቲ ዘፍቅሮ ህዝቡን ሃገሩን ፡ ሂወቱ እውን ከይተረፈ ክብጀወሉ ቁርብነቱ ዘረጋገጸ እዩ ፡  

  ሃገር ማለት ፡ እምባታት ጎላጉል  ውሓይዝ ቀላያት ኣደራሻት ሓወልትታት ኣይኮነን ፡ ሃገር ማለት ሰባት ፡ ( ህዝቢ ) እዩ ፡ እቶም ኣብ መሬት ኣቦታትካን መሬትካን ዝነብሩ ፡ ሕብረኻ ዝሕብሮም ፡ ልሳንካ ዝልሳኖም ፡ ሳባት ፡ ንሳቶም እዮም ሃገርካ ፡ ንኣታቶም ዘይተፍቅሮም እንተድኣ ኮይንካ ፡ ሃገርካ ዘይተፍቅር ሰብ ምዃንካ ኣጸቢቕካ ተረዳእ ፤ እንተሃብተምካ ፡ እንተፈከርካ ፡ ኣብ ህዝቢ ሽብን ጉብን እንተኣእቶኻ ፡ ፍቕሪ ሃገር ዝመስሎም ብዙሓት ዝተደናገሩ ኣለዉ ፡ እዚ ግና ካብ ነብሰ ፍትወት ሓሊፉ ፡ ፋሺዝሞ ኢዩ’በር ፍቕሪ ሃገር ኣይኮነን ፡ ፍቕሪ ሃገር እቲ ቀዳማይ መሰረቱ ፡ ፈሪሃ እግዝኣቢሔር እዩ ፡ እቲ ካልኣይ መሰረቱ ክኣ ፍቕሪ ብጻይካን ጎንኻን ሃገርካን እዩ ፡ እቲ በዚ መንገዲ’ዚ ንሃገሩ ዘፍቅር ሰብ ፡ ምንም እኳ ካብኩሉ ዝወሓደን ዝደኸመን እውን እንተኾነ ፡ እቲ ካብኩሉ ዝበርትዐን ፡ ኣብ መወዳኢትኡ ክኣ እቲ ዝዕወት ንሱ እዩ ፡ ስለምንታይ ብሃልሃልታ ፍቕሪ ዝተነድቀ ሓድነት ፡ ንሓጺን ስለዘምክኽ ፡  ስለዚ ኣብ እትገብሮ ኩሉ ዓወት ክትረክብ እንተደሊኻ ፡ ህዝብኻን ሃገርካን ኣፍቅር ፡ ንፍቕሪ ሓደእኳ ከሰንፋ ኣይክእልን እዩ ፡ ፍቕሪ ንሓቂ ክትደሊ ኮቶ ኣይክትሕለልን ኣይክትድሃልን እያ ፡ ኣብ መወዳእትኡ ክኣ ፡ ንሓሶትን ብድዐን ቀቢረን ፡ ፍቕርን ሓቅን መሳንይቲ ስለዝኾና ፡ መናብርቲ እየን ፡ እቲ ህዝቡን ሃገሩን ዘፍቅር ኩሉ ግዜ እታ ዓወት ናቱ እያ ፡

 

 ዓወት ንሓፋሽ !

 

መድሃኔ ተስፋኣለም ፡
Comments
Add NewSearchRSS
Only registered users can write comments!




Reddit!Del.icio.us!Google!Live!Facebook!Slashdot!Netscape!Technorati!StumbleUpon!Simpy!Newsvine!Furl!Blogmarks!Yahoo!Ma.gnolia!FeedMeLinks!
Last Updated ( Saturday, 22 September 2007 )
 
< Prev   Next >


>> Download MP3 Song - "Egermenalo" by Wedi Tikabo

 

Advertising

Submit Your Protest Letters to Biddho.com

Focus - Canada Rectify your Mistake!!

Sponsored Links

More from this Section

ሕድሪ ሰማእታትና ንሕና’ምበር መንደኣ’ሞ ክስከሞ!

ኣብዛ ዓመጽትን ጓዕጸጽትን ዝበዝሕዋ ዓለም ህዝቢ ኤርትራ ዝኣበሶ ዘይብሉ ክውረርን...

Ametawi Akeba Abalat HGDEF Chenfer Debub German

ዓመታዊ ኣኼባ ኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ ን/ጨንፈር...

Shiyutat, Drama kedaAt!

ጥቅምቲ 31 2007 ሓደ ጭፍራ ዕሱባት ወያነ ኣብ...

Tigrigna: msTiR Awetna?

ምስጢር ዓወትና?  ሓደ ሰውራዊ ውድብ ወይ...

Tigrigna: NowRam ataHasasba Bereket Habteselasie

ነውራም ኣተሓሳስባ በረኸት ሃብተስላሰ ...

Tigrigna: Hager Abotatna

ሃገር ኣቦታትና ፡   ክቡር ኣምባቢ ንሎሚ...

Tigrigna: nebAt HaRgeZ

ንብዓት ሓርገጽ!!   ዕለት 22.09.2007 ኣብ ከተማ...

Tigrigna: mBLaeKa zLemedes kRjeeKa yemBahQu

ምብላዕካ ዝለመደስ ክርእየካ የምብሃቑ...

Canada Rectify your Mistake!

Focus - Canada Rectify your Mistake!!

EXPIRED - WOYANE and UNMEE!!

The Algiers Agreement is explicit that the parties are bound to honor the Commissions decisions

Image
Letter dated Nov. 30'07 from the Legal Adviser to the President of Eritrea to the president of the UNSC


Ethiopia rejects "virtual" border with Eritrea

Image


Ethiopia - Meles Zenawi calls final and binding demarcation decision `legal fiction!

Image

From `legal nonsense to `legal fiction.


Who is the Blackmailer?

Image


Ban-Ki Moon: Messenger versus the Message

Image


ERITREA - ETHIOPIA: Security Councils Moment of Truth

Image


Seven Years After Algiers

Image


DEMARCATION IS COMPLETE - TSZ EXPIRES

ImageWith effect from midnight tonight (30.11.2007), the demarcation of Ethio-Eritrean boundary will be as complete as any demarcated interstate boundary would be, if not better defined.


STATEMENT ON UNMEES RELOCATION FROM ERITREA

Image

Permanent Mission of Eritrea to the United Nations


Eritrea - Statement on UNMEE's "Relocation"

Image


Eritrea - Ministry of Foreign Affairs


UNMEE - United Nations Misson for the Exploitation of Eritrea

Image


Ambassador John Bolton Blows UNMEE’s Transparent Cover

Image


UNMEE-Another Failed UN Peacekeeping Mission

Image


 

EEBC ruling of 2002 indisputable!!

Algiers Agreement of Eritrea and Ethiopia is implemented!! EEBC ruling of 2002 indisputable!! All the chapters in the process have now reached a legal conclusion! President Isaias Afwerki. VIVA ERITREA!

>> eGermenaLo translated: WE ARE SURPRICED!


>> FINAL AND BINDING - Eritrean Ethiopian Boundary Commissions MANDATE is FULFILLED
>> Seven Years After Algiers

Google Ads